ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ኣብ ዓሰብ ርክብ ኣካይዱ፣ ሃፍታ ብምብራስ ትግራይ ንምድኻም ዝግበር ምንቅስቃስ ደው ክብል መጸዋዕታ ቀሪቡ (ጸብጻብ)
Credit: Timon Reinhard/Unsplash
ጸብጻባት ዜና (16 ታሕሳስ2024) * ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ኣብ ዓሰብ ርክብ ኣካይዱ፣ * ሃፍቲ ትግራይ ብምጉሓልን ብምብራስን ትግራይ ንምድኻም ዝግበር ዘሎ ምንቅስቃስ ደው ክብል ሰለስተ ውድባት ፖለቲካ ትግራይ ፀዊዐን፣ * ማሕበር ተጋሩ ኣውሮፓ ሓቛፋይን ምእኹልን ቤት ምኽሪ ትግራይ ክስየም ሓቲቱ፣ * ወኪል ስደተኛታት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ምጥራዝ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ካብ ኢትዮጵያ ከምዘሻቐሎ ገሊጹ፣ * ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዑደት ክገብር’ዩ፣ * መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን 425 ሽሕ ዶላር ንኽቕፃዕ ተወሲኑ፣ * ግብፂ ብጉዳይ ህዳሰ ግድብ ዘለዋ ውጥጥ ኣብ ዘበነ ስልጣን ዶናልድ ትራምፕ ፍታሕ ክትረኽበሉ ቅድመ ምድላዋ ትውግን ከምዘላ ተገሊፁ፣
Share