ጽልኢ እስልምና ስግኣት ጸጥታ ኣብ መሳጊድን ቤት ትምህርታትን ፈጢሩ
Dr Nora Amath from the Islamophobia Register says women have been a particular target for abuse and assaults. (AAP) Source: AAP / DAVID KAPERNICK/AAPIMAGE
ኣውስትራልያ ንምውሳኽ ጸረ-ሴማዊ መጥቃዕታት ምላሽ ኣብ ትህበሉ ዘላ እዋን፣ ፍጻመታት/ተግባራት ጽልኢ እስላም'ውን ሰማይ ከይዶም ኣለዉ። ገለ ደቀንስትዮ ካብ ገዝአን ክወጻ ንፈርሕ ኣለና ይብላ፣ ንድሕነት ህጻናት ኣብ ቤት ትምህርታት'ውን ፍርሒ ተፈጢሮም ኣለዉ።
Share