SBS Examines: ባይቶ ኣውስትራልያ ንሕብረተሰብ ኣውስትራልያ የንጸባርቕ ድዩ፧
Political representation means elected officials act on behalf of all the groups of people in a democracy. Source: Getty / Tracey Nearmy
ኣውስትራልያ ኣብ ዓለም ሓንቲ ካብ`ተን ብዝሐባህላዊያን ሃገራት`ያ፣ ባይቶኣ ግን ነዚ ኣየንጸባርቕን። ከምኡ ምዃኑ ጸገም ይፈጥር ድዩ፧
Share