"ንህዝቢና ክንጥርንፎ ኢና።" ሓደሽቲ ምሩጻት መራሕቲ ማ/ሰብ ኤርትራዊያን ቪክቶሪያ።
Ala Osman. Barry Berh, Saad Jabr and Berhan Jabr Source: Supplied
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዝበዝሑ መንእሰያት ዝርከብዎም ን ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ቪክቶሪያ ክመርሑ ዝተመርጹ፡ ዘለዎም ራኢን መዲቦሞ ዘለዉ ስራሓትን ኣካፊሎሙና ኣለዉ። ኣብዚ ዘተ ዝተሳተፉ፡ ኣቦመበር እቲ ኮሙኒቲ ባሪ በርህ፡ ተሓዝ ገንዘብ ሳዓድ ጃብር፡ ሓላፊት ህዝባዊ ርክባት ኣላ ዑስማን፡ ከምኡ'ውን ሰሚር ኢማምን ብርሃን ጃብርን እዮም።
Share