ለውጢታት ኣብ ግብሪ (ታክስ)፡ ሕጊ ብዘፍቅዶ ዝለዓለ ካብ ግብሪ ተመላሲ ክንረክብን ተመሳሳሊ ዛዕባታት ምስ ዶ/ር ሳላሕ ጂሚዕ
Source: Supplied
ካብዝሓለፈ ዝቐጸለ፡ ኣብዚ ግብሪ ዝወራረደሉ (ታክስ ሪተርን) ዝግበረሉ ወቕቲ ዘለዉ ሓደሽቲ ለውጢታትን ዝለዓለ ተመላሲ ካብ ግብሪ ንረኽበሉ ኣገባብን ዝምልከት ምስ ዶ/ር ሳላሕ ጂሚዕ ዝገበርናዮ ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
Share
Source: Supplied
SBS World News