ሕብረተሰብናን ጥዕና ኣእምሮን፡ ዝርርብ ምስ ዶ/ር መሓመድ ብርሃን ዓሊ ኸሊል

Mental Health Issue

Source: Dr. Mohamed Berhan Ali Kelil

ዶ/ር መሓመድ ብርሃን ዓሊ ከሊል፡ ኣብ ሞያ ሕክምና ብፍላይ ድማ ኣብ ጥዕና ኣእምሮ ንልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ መልበርን ዝሰርሐ'ዩ። ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ ኣፍልጦና ንምዕባይ፡ ብኣጋ ስጉምቲ ንምውሳድን ምሳና ዝርርብ ጌሩ ኣሎ።



Share