"ናይ ፖሊስ ክዳን ምልባስ ባህ ይብለኒ ስለዝነበረ'የ ፖሊስ ክኸውን ዝደሊ ኔረ።" ኣባል ፖሊስ ቪክቶሪያ ኤርትራዊ ስዒድ ሓሰንPlay12:05 Source: Said Hassenኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesGet the SBS Audio appOther ways to listenApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (15.84MB) ስዒድ ሓሰን ካብ ኤርትራ ተሰዲዱ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኡ ኣባል ፖሊስ ኮይኑ ዝሰርሕ እዩ። ቅድሚ ሕጂ ምስኡ ዝገበርናዮ ጻንሒት ነቕርቦ ኣለና።ShareLatest podcast episodesኣውስትራልያውያን ቦታታት ስራሕ ድሕነት መጻእቲ ደቀንስትዮ የውሕሱ ድዮም፧ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (28 ሕዳር 2024)"ግዝያዊ ምምሕዳር መንእሰያት ኣሰልጢኑ ህወሓት ንምፍራስ ይሰርሕ ኣሎ።"ጉባኤ ዘካየደ ህወሓት: "ዕልዋ መንግስቲ ይገብር ኣሎ" ፕ/ ግምት።ምርዳእ ብዛዕባ ኣብያተ መድሃኒት ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ ከም ዝሰርሕ፥ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ)