ኣቶ ሓጎስ ወ/ዮሃንስን ኣቶ ሚካኤል (ወዲ ቐሺ) ሚካኤልን ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዉግእ ዝምልከት ሓሳባቶም የካፍሉ።

Interview with community members

Source: Hagos and Michael (Supplied)

ኣቶ ሓጎስ ካብ ማሕበረሰብ ትግራይ፡ ኣቶ ሚካኤል ካብ ማሕበረሰብ ኤርትራ ኣብ ኣውስትራሊያ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፡ ሳዕቤኑን ኣብ ክልቲኡ ሃገራት ዘሎ ህዝቢ ክገብሮ ዝግባእን ዝብልዎ ሓሳብ ኣካፊሎም ኣለዉ።



Share