ንዓኹም ብዝበለጸ ዘርብሕ ናይ ባንክ ሒሳብ (ኣካውንት) ብኸመይ ትረኽቡ፧

Australia Explained - Banking

You can select a bank with a physical presence or an online bank. Credit: Handsome Bob/Getty Images

ስራሕ እንተሃልይኩም፡ መንግስታዊ ኣበላት (ሓገዛት) ትቕበሉ ወይ ሕሳባትኩም ብቐሊሉ ክትከፍሉ እንተደሊኹም ናይ ባንክ ሕሳብ (ባንክ ኣካውንት) ከድልየኩም'ዩ። ምናልባት'ውን ካብ ሓደ ንላዕሊ ከድልየኩም ይኽእል'ዩ። ምስ'ቶም ናይ ባንክ ሕሳባት ዘለዎም ልዕሊ 20 ሚልዮን ኣውስትራልያውያን ክትጽንበሩ ነቶም ትደልይዎም ነገራት ብዝበለጸ ከተማልኡ ዝሕግዘኩም ሕሳብ ባንክ ክትረኽቡ ኣገዳሲ'ዩ። ኣብ'ዚ ንኣውስትርልያ ንገልጸሉ ትሕዝቶና እቲ ንዓኹም ዝኸውን ናይ ባንክ ሕሳብ ከመይ ገይርኩም ትመርጹ ክንምልከት ኢና።


Key Points
  • You can open an account in person or online.
  • Online accounts might have less customer service but high interest rates.
  • Avoid monthly fees by shopping around or sticking to the account conditions.
  • The Australian government protects your account up to $250,000.

Share