“ኩሉ ነገርና ምስ ፖለቲካ ተኣሳሲሩ’ዩ፡ ዓብይቲ ፖለቲካ ጥራ'ዮም ዘዕልሉ።” ሳብሪናን ኣድያምን
Adiam Bein and Sabrina Adem Source: SBS Tigrinya
ኣድያም በይንን ሳብሪና ኣደምን ኣብ ኣውስትራሊያ ዝዓበያ ኤርትራዊያን እየን። ንሳተን ምስካልኦት መዛኖአን ብምዃን ኣብ ወጻኢ ዝዓብዩ መንእሰያት ናብ ሓደ መጺኦም ብዛዕባ ታሪኽ ባህሊን ፖሎቲካ መበቆል ሃገሮም ክፈልጡን ከበርክቱን ዝነጥፋ ዘለዋ እየን።
Share