ካልኣይ ክፋል ዘተ ፖሎቲካዊ ዛዕባታት ዞባና ምስ ኣቶ መዝሙርን ኡስታዝ ሑሴንን።
Hussien A/wasie and Mezmur Fessehaye Source: Supplied
ኣብ ማሕበረሰብ ኤርትርትራዊያን ኣዚዮ ኣዛራረብቲ ዛዕባታት ዝኾኑ ሓሳባትን ሓባራዊ ፍታሓትን ኣልዒልና ምስ ኣቶ መዝሙር ፍስሃየ ካብ ምዕራብ ኣውስትራሊያ ከተማ ፐርዝ ከምኡ'ውን ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ካብ ቪክቶሪያ ከተማ መልበርን ዝገበርናዮ ዝርርብ ቀዳማይ ክፋል ኣቕሪብና ኔርና፡ ሎሚ ካል ኣይን ናይ መወዳእታን ክፋሉ ቀሪብና ኣለና።
Share